ንሎሚ ሓሙስ 13 መጋቢት 2025 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ኣስጋኢ ኮይኑ ዘሎ ኲናት ኢትዮጵያን ኤርትራን ቅድሚ ...
እቲ ሎሚ ብቢሮ ኮምዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝወጽአ መግለጺ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ይፈርስ ኣሎ ብምባል እቲ ክልል ዳግም ናብ ረጽሚ ከይኣቱ ስግኣት ከም ዘለዎ ይጠቅስ። ፕረዚደንት እቶም ምምሕዳር ኣቶ ጌታቸው ...
Scientists have created a genetically modified mouse that's woolly. The researchers plan to use their woolly mouse to test out other genetic changes before they try to create genetically-altered, ...
"መንእሰይ ኣብ ዝነበርኵሉ ዘመን፡ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዋላ ሓደ ኣይንፈልጥን ነይርና፤ ኣብ ፖላንድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ፈጺምና ብዛዕባ ኢትዮጵያ ተምሂርና ኣይንፈልጥን . . .፡" ትብል። ...
ኣርእስታት ዜና፥ ብትሮፒካል ሳይክሎን ኣልፍረድ ድሕሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣስታት 350,000 ኣባይትን ንግድን ብዘይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ከም ዝሓደሩ ተፈሊጡ ። ኣብ ምዕራብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ ...
More than half of all adults and a third of children, teenagers and young adults around the world are predicted to be ...