ኣብቲ እዋን ዓሰርተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክኣትዉ እንከለዉ፡ ክልተ ተጨውዮም ዝነበሩ ድማ ድሒኖም። ካልኦት ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ሰባት ድማ ምስ ሓይልታት መንግስቲ ድሕሪ ምግጣም ሃዲሞም። ...
ኣብ ዞባ ኩርስክ ሩስያ ዝዋግኡ ዘለዉ ወተሃደራት ዩክረይን፡ ካብ ቅድመ ግንባር ከንሳሕቡ እንከለዉ፡ "ከም ዘፍርሕ ፊልም" ዝረኣዩ ትርኢታት ከም ዘሕለፉ ገሊጾም። ገሊኦም ዩክረይን ነታ ሒዛታ ዝነበረት ...
ንሎሚ 18 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ** ሰላም ኣብ ዩክረይን ካብዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሎሚ ዝቐረበ ከምዝኾነ ኣመሪካ ገሊጻ፡ ሎሚ ፕረሲደንት ...